Month: August 2026
ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ ንህዝቢ ዘሐብን እምበር ዘሕዝን ክኸውን ኣይግባእን-ፕረዚደንት ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል (ዶ.ር)
ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ ንህዝቢ ዘሐብን እምበር ዘሕዝን ክኸውን ኣይግባእን-ፕረዚደንት ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል (ዶ.ር) ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ትግራይ ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ከፈፅሞም ንዝተለሞም ዕማማት ጠሚቱ ምስ መሓውራት ዞባን ከተማን ናይ ኣንፈት (Orientation) መውሀቢ መድረኽ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ Read More …
ተገልገልቲ ቤት መዘጋጃ፣ኣግልግሎት ኣብ ውሽጢ ቤት መዘጋጃን ፅባሕ ተመለስ ብዘይብሉን ጉዳዮም ኣብ ግቡእ ሰዓቶም ክውድኡ ኣጥቢቕና ክንሰርሕ ኢና – ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ
ተገልገልቲ ቤት መዘጋጃ፣ኣግልግሎት ኣብ ውሽጢ ቤት መዘጋጃን ፅባሕ ተመለስ ብዘይብሉን ጉዳዮም ኣብ ግቡእ ሰዓቶም ክውድኡ ኣጥቢቕና ክንሰርሕ ኢና – ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን «ግዕዝይና ብምቅላስ ስሉጥ፣ ሕጋዉን ፍትሓዉን ኣገልግሎትን ህዝብና ነረጋግፅ!» ብዝብል መሪሕ ጭርሖ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ። Read More …
ኣብዚ ክረምቲ 1 ነጥቢ 5 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል መደብ ተታሒዙ፦ ቢሮ ል/ከተማን ኮንስትራክሽንን
ኣብዚ ክረምቲ 1 ነጥቢ 5 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል መደብ ተታሒዙ፦ ቢሮ ል/ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣብዚ ክረምቲ ኣብ 103 ከተማታት ትግራይ ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ሚልዮን ፈልሲ ንምትካል መደብ ከም ዝሓዘ ዳይሮክቶሬት ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐን ከተማታት ትግራይ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዳነ ገብረፃድቕ Read More …