ዳይሬክቶሬት ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐን ከተማታት

ዳይሬክቶሬት ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐን ከተማታት
ተግባርን ሓላፍነትን ዳይሬክቶሬት ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐን ከተማታት
 ኣብ መልክዕ ከተማታት ትግራይ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓት ክሰርሕን ክስራሕን ይገብር፣
 ኣብ ከተማታት ንዘለዉ መሓውር መዕበዪ ዓቕሚ ስልጠናታትኣወዳድባ፣ ኣሰራርሓን ምድላውን ምምሕያሽን፣
 ኣብ ሕድ ሕድ ከተማታት ዝስርሑ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን ምሕደራ ንቝፅ ጓሓፍን ደገፍን ክትትልን ይገብር። ግብረ መልሲ ንኸተማታት ይህብ። ዓቕሚ መሓውር የዕቢ የጠናኽር።