ዳይሬክቶሬት ምምሕያሽ ግልጋሎት ኣብያተ ማዘጋጃ

ዳይሬክቶሬት ምምሕያሽ ግልጋሎት ኣብያተ ማዘጋጃ
ተግባርን ሓላፍነትን ዳይሬክቶሬት ምምሕያሽ ግልጋሎት ኣብያተ ማዘጋጃ
 ምድንፋዕ፣ ደገፍን ክትትልን ማዘጋጃቤታዊ እቶት ከተማታት ትግራይ
 መፅናዕቲ ከይዲ ምኽታምን ምውሳን ብርኪ ከተማታት
 ምትእትታውን ምዕቃንን ማዘጋጃቤታዊ ስታንዳርድስ
 ምዝማንን ምምሕያሽ ግልጋሎት ኣብያተ ማዘጋጃ