ዳይሬክቶሬት ክትትልን ገምጋምን ፕላን ከተማታት

ዳይሬክቶሬት ክትትልን ገምጋምን ፕላን ከተማታት
ተግባርን ሓላፍነትን ዳይሬክቶሬት መፅናዕቲ ምርምርን ምድላውን ፕላን ከተማ
 ምድላው መሰረታዊ ካርታ፣
 ምድላው መሰረታዊ ፕላን፣
 ምድላው መዋቕራዊ ፕላን፣
 ብውልቀን ብዓርሰ ሓይልን ዝዳለዉ ፕላን ከተማታት፡
 መሰረታዊ ካርታ፣
 መሰረታዊ ፕላን፣
 ከባቢያዊ ልምዓት ፕላን፣
 ከተማ ዲዛይን፣
 መዋቕራዊ ፕላን፣

 ኣብ ምድላው ፕላን ይኹን ኣብ ኣፈፃፅማ ፕላን ከተማ ኣመልኪቱ ንዝለዓሉ ቅሬታታት ምምርማርን ውሳነ ሓሳብ ምብቕራብን፣
 ብኣማኸርቲ ትካላት ዝዳለዉ ፕላናት ሕጋዊ መስርሕ ተኸቲሎም ዝኸዱምህላዎም፣
 ብዓርሰ ሓይሊ ይኹን ብውልቀ ዝዳለዉ ፕላናት ዝክረ ተግባር(TOR) ምድላው፣ ብውልቀ መማኸርቲ ፕላን ከተማ ንዝዳለወሎም ድማ ፃውዒት ፕሮፖዛል (RFP) ውዕል ዶክመንት ምድላው፣
 ለውጢ ኣጠቓቕማ መሬት ምትእንጋድ፣
 ብዛዕባ ፕላን ከተማ ኣመልኪቱ ንምንግስቲ ምምኻር።