ዳይሬክቶሬት ክትትልን ገምጋምን ፕላን ከተማታት
ተግባርን ሓላፍነትን ዳይሬክቶሬት መፅናዕቲ ምርምርን ምድላውን ፕላን ከተማ
ምድላው መሰረታዊ ካርታ፣
ምድላው መሰረታዊ ፕላን፣
ምድላው መዋቕራዊ ፕላን፣
ብውልቀን ብዓርሰ ሓይልን ዝዳለዉ ፕላን ከተማታት፡
መሰረታዊ ካርታ፣
መሰረታዊ ፕላን፣
ከባቢያዊ ልምዓት ፕላን፣
ከተማ ዲዛይን፣
መዋቕራዊ ፕላን፣
ኣብ ምድላው ፕላን ይኹን ኣብ ኣፈፃፅማ ፕላን ከተማ ኣመልኪቱ ንዝለዓሉ ቅሬታታት ምምርማርን ውሳነ ሓሳብ ምብቕራብን፣
ብኣማኸርቲ ትካላት ዝዳለዉ ፕላናት ሕጋዊ መስርሕ ተኸቲሎም ዝኸዱምህላዎም፣
ብዓርሰ ሓይሊ ይኹን ብውልቀ ዝዳለዉ ፕላናት ዝክረ ተግባር(TOR) ምድላው፣ ብውልቀ መማኸርቲ ፕላን ከተማ ንዝዳለወሎም ድማ ፃውዒት ፕሮፖዛል (RFP) ውዕል ዶክመንት ምድላው፣
ለውጢ ኣጠቓቕማ መሬት ምትእንጋድ፣
ብዛዕባ ፕላን ከተማ ኣመልኪቱ ንምንግስቲ ምምኻር።